"ባላ" ናይ ቁጽሪ መጽሓፍ

€19.99

"ባላ" ሓጋዚት ናይ ቁጽሪ መምሃሪት መጽሓፍ ንመባእታ ተመሃሮ ኮይና ሙሉእ ትሕዝቶኣ ድማ ናይ ቁጽሪ እዩ። ሕቑፋቶ ዘላ ትሕዝቶ ድማ ንመባእታ ተማሃሮ ጥራይ ዘይኮነ ንመሰረት ናይ ቁጽሪ ዘይብሉ ኩሉ ሓጋዚት'ያ 

ጸሓፊ: ነጋ ገዘሀይ