Rating: 4.2075471698113 stars
212 votes

ሰላም ነዓኩም ንኣፍቀርቲ ንባብ!
እዛ ሓዳሽ ትካልና ንምዕባለ ሕብረተሰብና ዝተመስረተት ኮይና ብዓቅምና ድማ ፍሕተርተር እንዳበልና ንዕቤት ሕብረተሰብና ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብጻሕ ኣብ ጻዕሪ ንርከብ.
ከምኡ ውን ትካልና ንኽትዓቢ ናትኩም ሓገዝ ከምዘድልያ ክነብርሃልኩም ንፈቱ.
ብዛዕባ እትዝዝዎ መጽሓፍቲ ውሕስነቱ ዝተረጋገጸ ኮይኑ ኣብዘለኽሞ ቦታ ኮንኩም ኣብ ደስ ዝበለኩም ግዜን ስዓትን ክትዕድጉ ትኽእሉ.
ዝኾነ ዘይተረድኣኩም ነገር ወይ ሕቶታት ምስ ዝህሉ ድማ ምሳና ኮንታክት ክትገብሩ ብትሕትና ክንሕብር.

መጽሓፍ ሓደ ሕማምካ ከይነገርካዮ ክፍውሰካ ዝኽእል ሓኪም'ዩ
መጽሓፍ ዘንብብ ሰብ ብሉጽነት ናይ ገዛእ ርእሱ ብጉብእ'ዩ ዝርዳእ ኩሉ ከም ዝካልን ዝቅየርን ስለዝኣምን ድማ ኣተኩርኡ ኣብቶም ክቅየሩ ወይ ክስተኻኸሉ ዘለዎም ነገራት'ዩ ዝገብር.
ብሓፍሻ መጽሓፍ ምንባብ ክስዓብ ዘለዎ ቡሉጽ ልምዲ'ዩ.
መዓልታዊ መጽሓፍ ብምንባብ ድሟ ነፍስና(ፍልጠትና) ከነዕቢ ይግባእ.

መጽሓፍ ዘንብብ ሰብ ጸገማቱ ብቀሊሉ ክፈትሖም ይኽእል:ምስ ስድራቤቱን ካብ ስድርኡ ወጻእን ንዘለዎ ዝምድናታት የሕይል:ብዓቢኡ ድማ ኣታሓሳስብኡን ኣዘርርብኡን ከማዕብል ይኽእል.
ስለዚ መጽሓፍ ነንብብ!