ህያው ምስክር!

€20.99

ህይወት ፈተና እያ፡ ምስ ህይወት ገጢምካ ምዕዋት ግና ብልሕን ተጻዋርነትን ይሓትት፡ ሓዳስ መጽሓፍ "ህያው ምስክር" ድማ፡ ናይቲ ን24 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን፡ ምስ ምንባር ዝተቃለሰ እዮብ ፍስሃጽዮን ሒዛ ተዳልያ ኣላ፡