4 መጻሕፍቲ ብዋጋ 3(ነዘን ዝተጠቅሳ 3 መጻሕፍቲ ምስ እትገዝአን ራብዐይቲ ብነጻ ትውሃብ)

Sale!
€79.99 €59.99

ሕጂ'ውን እንሆ ናይ ምንባብ ሸውሃትኩም ንምዕጋብ ይበቅዕ'ዩ ዝበልናዮ ገጸ በረከት ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና። እዚ ዋጋ ናይዘን መጻሕፍቲ ን3 መጻሕፍቲ ጥራሕ ዘግዝእ'ዩ ንሕና ስለዚ ነዘን 3 መጻሕፍቲ ብሓንሳብ ምስ እትገዝእወን ተወሳኺ ብላዕሊ ነታ ግኑን ስም ዘጥረየት ተመርዓወኒ'ባ እትብል ልቢ ወለዳዊት መጽሓፍ ብጥርሑ ትወስዱዋ ማለት'ዩ፡ እዘን 3 መጻሕፍቲ ማለት ወጽዓ እታ ህጻን፣ኣዒንተይ ዘምጽኣለይ መዘዝ ከምኡ'ውን ሕርይቲ ጭውይቲ ሲና ዝብላ'የን፡ ስለዚ ነዚእን በቲ ተሰሊዑ ዘሎ ዋጋ ብምግዛግ ኣብ ልዕሊእን ክኣ ተወሳኺ መጽሓፍ ብነጻ ንህበኩም ማለት'ዩ፡ ዳርጋ ኣብ ሽሮ ጠስሚ ምእታው'ዩ ስለዚ ከይተወድአ ከሎ ናብ ከብሕኹም የእትውወን።                                                                                                                መትሓሳሰቢ፡ ካብተን ተጠቂሰን ዘለዋ መጻሕፍቲ ወጻኢ ምቅያር ኣይክኣልን'ዩ።