ልደት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ

€19.99

 

መጽሓፍ ልደት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ካብ 5-13 ንዝዕድሚኦም ህጻናት ዝተዳለወት ኮይና፣ ብትግርኛን ኢንግሊዠኛን ዝተዳለወ ታሪኽ፣ ሕብራዊ ስእልታት፣ ህጻናት ሕብሪ ዝለኽይዎ ስእሊ፣ ሕቶን መልስን ከምኡ'ውን መልእኽቲ ንህጻናት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። ህጻናት፣ ነዛ መጽሓፍ ብምንባብ ዝረኽብዎ መኽሰብ-

 

  • ኣብ እምነቶም ዘለዎም ኣፍልጦ ይዓቢ።
  • ኣብ ልደት ዘለዎም ስእሊ ይቕየር።
  • ናይ ምንባብ ልምዲ የማዕብሉ።
  • ናይ ምምርማርን ምሕሳብን ክእለቶም ይዓቢ።
  • ግዜኦም፣ ክሃንጾም ኣብ ዝኽእል ንጥፈት የሕልፉ።