ኣተሓሳስባ እትቕይረሉ ኣገባባት

€19.99

ትሕዝቶ

 

ብምምልሓቕ (Anchoring) ከመይ ኣቢልካ ገዛእ ርእስኻን ካልኦትን ትመልኽ

    ምንዳፍ መልሕቕ

    ንካልኦት ምምልሓቕ

እቲ ትንግርታዊ ሓላፍነታዊ ደሃይ (Magical Authority voice)

ዕድለይ ይጽቡቕዶ ይኸውን፧

  1. እንታይ ከም እትደሊ ፍለጥ።
  2. እንታይ ትደሊ ኸም ዘሎኻ ዅሉ ሰብ ከም ዝፈልጥ ግበር!
  3. ኣብ ሓደ ኣትኪልካ ስራሕ ግን ልዕሊ ዓቐን ኣይትጽናሕ
  4. ዕድሚኻ ምሉእ ምምሃር ኣይተቋርጽ
  5. ተፈጥሮኣዊ ግንዛበኻ ተጠቐም!
  6. ከም እትዕወት እመን!

ሰባት ክትጸልዎም ክትጥቀመሉ ዘሎካ ኣገባብ ኣዘራርባ

                ‘ናብ ጽቡቕ’ ሰባት ምትብባዕ

‘ናብ ጽቡቕ’ ሰባት ንምትብባዕ ጽቡቕ ስምዒታት ጥቐስ

ን‘ካብ ሕማቕ’ ሰባት ንምትብባዕ፡ ሽግር ከተወግዱ ኢኹም በሎም

          

ደስታን ስቓይን

 

ዘዛንየካ ኣተናፍሳ

 

ንውልቀ ሰባት ጸለውቲ ዝኾኑ ቃላት ምስ እትፈልጦም ኣዚኻ ኣወናዋኒ ትኸውን!

 

ንነቐፌታ ኸመይ ንገጥሞ

ንህይወትካ ኽተማእዝና ኸምቲ ሳይበርናውት ክትከውን ክትክእል ኣሎካ

 

ሓንቲ ኣገባብ ከም ዝተዓወተት ከመይ ኣቢልና ንፈልጣ

 

ምዝናይን ህድእ ምባልን…ዓይንኻ ብምህዳእ ከመይ ኣቢልካ ቅሱን ኣእምሮ ትውንን

                    ኣዒንትኻ ኸመይ ተህድኦም

ዕላማታት ከመይ ጌርካ ትሕንጽጽ

ዝደለኻዮ እተውሕሰለን ሸውዓተ ቀለልቲ ደረጃታት!

ብኸመይ ኣብ ውሽጢ 24 ካልኢት ዕላማኻ ትሕንጽጽ!

መን’ዩ ንዅነታት ዝቐያይሮ

                       ምምርማር(Analysis) ግርጭት ክፈጥር ይኽእልዶ

       ሓድነት(oneness)

       እቲ ንምርድኡ ከቢድ ነገር

ኣንፈት ኣዒንትና ዝተፈላለየ ሓሳባት እንክህልወና

ኵሉ ምስ ሓለፈ ኽትስሕቀሉ እንከሎኻ

 

ንኽትልወጥ ዘድልያ ሽዱሽተ ደረጃታት

  1. እቲ ክልወጥ ተደልዩ ዘሎ ባህርያት ኣለልዮ
  2. ርክብ ፍጠር
  3. እቲ ንጽቡቕካ ኢሉ ዝብገሶ ዘሎ ኻብቲ ባህርያት ፈላሊኻ ርኣዮ
  4. ሓድሽ ባህርያት ኣማዕብል
  5. ምስ’ቲ ሓድሽ ምርጫታት ተሰማማዕ
  6. ኤኮሎጅያዊ መርመራ

ኣስተዋጽኦ

ሰብ ከይተፈለጦ ኽትጸልዎ፡ ምስጢር ሕቡእ ምጒላሕ ተመሃር

 

እንደገና ኽትዕወት ኣቐዲምካ ዝተጠቀምካሉ ስልቲ ደጊምካ ምጥቃም

 

ሓደሽቲ ሓሳባት ክጠቐሙኻ እንተ ኾይኖም ብኸመይ ትመሃሮም

                  ምቕዳሕ

                  ምዕዛም (hypnosis)

                  ከም ቅቡል ምውሳድ (presupposition)

                  ከም ቅቡል ምውሳድ (presupposition) ብኸመይ ንጥቀመሉ

ምስጢር እቲ ትንግርታዊ ምትንካይ

ኣድማስ ኣብ ትሕቲ ቚጽጽርካ ብምእታው ጽቡቕ ከም ዝስመዓካ ግበር

ህይወት ዘዕንዉ ስውያታት

                  ዝሓሹ ስውያታት ኣለውዶ

ዋላ’ውን ምስ ኣሸገርቲ ሰባት - ከመይ ብቕልጡፍ ትሳነ

15 ኻልኢት ንምጽብራቕን ምዝማድን

ክፉትን ዕጹውን ኣተሓትታ

                  ዕጹው ሕቶታት

ክፉት ሕቶታት

ላቔባ ሕቶ (Question tags)

ምፍዋስ ፎብያ (ዘይንቡር ፍርሒ)

                  ደረጃታት ኣገባብ ፍወሳ ፎብያ

ሰብ ብኸመይ 100% ምሳኻ ኸም ዝሰማማዕ ትገብሮ

በዛ ኣገባብ 100% ግዜ ስምምዕ ክትፈጥር ትኽእል ኢኻ

ውልቃዊ ምዕባለ - እንታይ ኢና ኽንረክብ ንጽዕር ዘሎና

                        ስምዒትካ ምቁጽጻር

                ምርዳእ

                        ውጽኢታውነት

ሻቅሎት ዝፈጥሩልካ ጉዳያት ከም ስእሊ ኣብ መንደቕ ብምንጥልጣል ፍትሓዮም

ብኸመይ ስእሊ ቀያይርና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ጽቡቕ ከም ዝስመዓና ንገብር

ኣነ፡ ፍጹም፡ ኣይስልክየንን እዩ

መሲልካ ብምቕራብ ብኸመይ ኵሉ ነገር ክትክእሎ ትኽእል

ኣብ ሓድሽ ክእለት ብኸመይ ምሉእ ምልከት ይህልወካ - ምድግጋም፡ ምድግጋም ከምኡ’ውን ምድግጋም!

ምስጢራዊት ቦታ ናይ ካልኦት ሰባት ብምልላይ ብቐሊሉ ክትጸልዎም ትኽእል

ካልኦት ዝደለኻዮ ኽገብሩልካ ዝሕግዛ ሽውዓተ ሓያላት መተባብዒታት